Fana: At a Speed of Life!

በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ንትእምት ብጊዚያዉነት ዝመርሑ 5 ኣባላት ቦርድ ሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሓደራ ምምሕዳር ትግራይ ንትእምት ብጊዚያዉነት ዝመርሑ 5 ኣባላት ቦርድ ሰይሙ::

ብመሰረት እዚ:-

1) ገ/ህይወት ዓገበ (ዶ/ር) – ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ

2) ገ/መስቀል ሃይሉ (ዶ/ር) – ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ

3) ወ/ሮ ሓንሳ ተኽላይ – ሓላፊት ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን

4) ኣይተ ታደለ መንግስቱ – ሓላፊ ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን

5) ኣይተ ተስፋይ ግርማይ – ሓላፊ ቢሮ ንግድን ልምዓት ዕዳጋን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.