ስፓርት

ስፓርት

ዕድመ ቁፅሪ ዝገበሮ ኮኾብ ሮናልዶ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ግዜ ተዓዋቲ ባሎንዶር ዝኾነ ኮኾብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ክብረ ወሰን እናወሰደ ሕዚውን ፀወታኡ ይቕፅል ኣሎ። ብዙሕ ውልቃዊ ዓወታት እንተሃለዎ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዓወት ፈፂሙ ዘይርሳዕ ኩሉ ግዜ ንኻልእ ዓወት ዝፅዕርን ኮኾብ እዩ። እዚ ፖርቱጋላዊ ኮኾብ ዘይስዓርን ዕብየትን ንብዙሓት መንእሰያት ተፃወትቲ ኣብነት ጥራይ ዘይኮነ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶታት ዝዝረብ ዛንታ ዘለዎ ተፃዋታይ እዩ። ሮናልዶ ኣብ ዕድመ ንእስነቱ ብፃዕርን ፅንዓትን ብድሆታት ላዕልን…
Read More...

ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ቀትሪ ሰዓት 7 ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይ ሸቶ ኢየን ማዕረ ተፈላሊየን። ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 10 ሃዲያ ሆሳእና ምስ መቻል ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኒውካስል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ካራባኦ ካፕ ፍርቂ ፍፃመ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ፀወታ መልሲ ከካይዳ እየን፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ኣቕናዓ 2ብ 0 ዝተዓወተት ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዌምብሌይ ኣቭ ዝካየድ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኒውካስል ክተታኣናግድ እያ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…

ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ንፉልሃም ዘተኣናገደት ማቼስተር ዩናይትድ 3 ን 2 ተዓዊታ፡፡ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ካሴሜሮ፣ ማቲያስ ኩንሃን ቤንጃሚን ሴሼኮን እንተመዝግቡ፤ ናይ ፉልሃም ሸቶታት ድማ ራዎል ሄሚኔዝን ኬቪንም ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት…

ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ ኣመዝጊቡወን። ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ካብ ስዕረት ዘየድሐነት…

ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር እትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ፤ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡ ካብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት እቲ…

ዑደት ባካሪ ሳኛ ንስፖርት ቱሪዝም ዘለዎ እጃም ልዑል ኢዩ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ባካሪ ሳኛ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ንስፖርት ቱሪዝም ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናገበረ ምስ ዝርከብ ባካሪ ሳኛ ብምርኻብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ፃንሒት ብዝምልከት ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…