ስፓርት
ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሩክ ሙሉጌታ (ክልተ)ን ብሩክ በላቸውን ኣመዝጊቦምወን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana
መርበብ ሓበሬታ…
Read More...
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤቨርተን ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 5 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ።
ድሕሪ 4 ተኸታታሊ ዓወታት ማዕረ ውፅኢት ተፈላልያ ዘላ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ናይ ዓወት ክትምለስ ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ።
ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ዝሓለፋ 5 ፀወታታት ክልቲአን…
ቼልሲን በርንሌይን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መብ 27 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲን በርንሌይን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ናይ ቼልሲ ሸቶ ጇኦ ፔድሮ ቅድሚ ዕረፍቲ እንተመዝግባ፤ ፍሌሚንግ ድማ ንበርንሌይ ማዕረ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ ካሊእ ፀወታታት እቲ ሊግ ብራይተን ንብሬንትፎርድ 2 ን 0 እንትትስዕር፤ ኣስቶንቪላ…
ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ናብ ስታዲየም ሞልኒው ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ክትፃወት ኢያ፡፡
መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ምሸት ሰዓት 5 ኣብ ሓደጋ ምውራድ ምስ ትርከብ ወልቭስ ኣብ ትገብሮ ፀወታ፤ ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕ ኣቐዲማ ገዛ ዕዮኣ ክትዋፃእ ትፅቢት…
ኣርባዕተ ፀወታታት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኤውሮፓ 16 ንምፅንባር ዝካየድ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ ክካየድ እዩ።
ምሸት ሰዓት 5 ፖርቹጋላዊ ክለብ ቤንፊካ ኣብ ሜድኡ ንሪያል ማድሪድ ኣብ ስታድዮ ዳ ሉዛ ከተአንግድ እያ።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መርሃ ግብሪ ውድድር ዓመት ሻምናይ ሰሙን ተራኺበን ቤኔፊካ 4 ብ 2…
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እናተፈተነት ትርከብ ሪያል ማድሪድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓያል ጋንታ ስፔን ሪያል ማድሪድ ሻውድድር ምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ብሓዱሽ ኣቀራርባ ብመልክዕ ሊግ ምክያድ ካብ ዝጅምር ንደሓር ኣብቲ መድረኽ እናተፈተነት ትርከብ፡፡
ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 እቲ ውድድር ብሓዱሽ ኣቀራርባ ምክያድ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ሪያል ማድሪድ ናብ 16 ንምፅምባር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምግባራ…
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ፍልልይ ነጥቢ ንምስፋሕ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 26 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ምሸት ሰዓት 5 ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ክትገጥም እያ።
ክልቲኤን ጋንታታት ካብ ዘካየድዎ 5 ፀወታታት ኣርሰናል ኣብ ኣርባዕቲኦም ተዓዊታ ብሓደ ድማ ማዕረ ተፈላልያ።
ማንቼስተር ሲቲ ትማሊ ምሸት ንፉልሃም ብምስዓር ነቲ ፍልልይ ናብ ሰለስተ ነጥቢ…