Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ትግራይ ግደ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል ርእሲ  መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ኣብ ዓዲግራት ግደ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ  መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ መናእሰይ ኣብ ምርግጋፅ ሰላም ብዝብል መራሒ ሓሳብ ምሰ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።…

መሰረተ-ልምዓታት ናይ ምዝዋር ስራሕ ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ኢ)ብለምዓት ኮሪደር ዝዛወሩ መሰረተ-ልምዓታት ኣብ መወዳእታ እዚ ወርሒ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌከትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ካልኣይ ዙር ልምዓት ኮሪደር ኣብ 14 ከተማታት እቶም መሰረተ ልምዓታት ናይ ምዝዋርን መሊስካ ሀንፀትን ስራሕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣካቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ንግዲን ቱሪዝምን  ወ/ሮ ኣይሻ ያህያ፥ ስርዓት ዕዳጋ ውፅኢታት ነዳዲ ንምድንጋግ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳበን ኣቕሪበን። ቃላ…

ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ዘጠናኽር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክልትሪክ ኢትዮጵያ፥ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኣዲጋላ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘሎ ዝምድና ኢኮኖሚ ብዝበለፀ ከምዘጠናኽር  ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር መምርሒ ኮሚኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮነን፥ እቲ ጣቢያ ና…

ሁራ ሰለስተ ኣብ ቅነ በዓል ልደት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሁራ ሰለስተ፥ ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቅዒትን ይፅወት። ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ ትሸዓንተ ዓዲ ዳራ፣ 33 ዓዲ ኣፅቢ፣ 12 ዓዲ ወንበርታ ዝፅወት (ዝርገፅ)…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ብሕልፈት ህይወት ኣይተ ቡልቻ ደመቅሳ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ውህብቶ በዓል ልደት ኣበርኪቶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…

ኣብ ከተማ ማይጨው ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ቀበሌ 03 ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ከቢድ ዕንወት ኣብፂሑ። እቲ ባርዕ፥ ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ከባቢ ሰዓት 8:00 ኢዩ ኣጋጢሙ። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ኣብ መደብርን መሸጠን ዝነበሩ ናውቲ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉኃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን መላላእ ዓለምን ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ሰዓብቲ…