ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስተ ዘይሕጋዊ ፍሪያታት ከረሜላ ኣብ ዕዳጋ ከይውዕሉ ተኣጊዶም Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ዘይሕጋዊ ፍሪያታት ከረሜላ ኣብ ዕዳጋ ከይውዕሉ ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ዝተኣገዱ፥ ሃኒ ስዊት፣ ላቭሊ ካንዲን ጎግል ካንዲን ዝተብሃሉ ፍሪያታት ከረሜላ ኢዮም። መን ከምዘፍረዮም፣ ኣበይ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓላት መስቀለን ኢሬቻን ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ምድላዋት ይግበር ኣሎ-ፖሊስ ፌዴራል Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀለን ኢሬቻን ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ምድላዋት ይግበር ኣሎ ክብል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላት ብምዃን ኩነታት ሃገራዊ ፀፅታ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ Desta Sep 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልልን ሃገርን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ከልል ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ። ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (Eyes) ዘዳለዎ መድረኽ ሽልማት እንትኸውን፥ ኣብ ሻምናይን 12ን ክፍሊ…
ስፓርት ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን ገሊፆም። ታሪክ እቲ ጋንታ ብምፍታሽ ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ብምውዳብን ኣንፈት ብምሃብን ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ-ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣኣብዚ ቀጣናን ኣፍሪካን ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ ክብል ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሴናተር ሂዩግ ሶሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት…
ስፓርት ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ንዘርኣዩ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ተኻይዱ። ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ብምርኣይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ንዝዛዘሙ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም። ብመሰረት…
ስፓርት ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ይካየድ ኣሎ Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር፥ ኮርሶ ደቂ ኣንስትዮን ማውቴን ደቂ ተባዕትዮን ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
Uncategorized ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ እንታይ ትፅቢት ይግበር? Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ ብዙሕ ትፅቢት ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቶም መናእሰይ፦ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ብምጥቃም ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምሀርቲን ከባቢ መንበሪ ኣባይቲን ብምእካብ ሓሳቦም ምክፋልን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኢራን ናብ ኣሜሪካ ከቕንዑ ኢዮም Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢራን ማሱድ ፔዜሽኪያን ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ናብ ኣሜሪካ ከምዘቕንዑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ጉባኤ ብምርካብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Sep 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…