Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ግዙፍ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ሸገር  ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ግዙፍ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ሸገር  ተጀሚሩ። ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓማውቲ ከምዝዛዘም ዝተገለፀ እቲ 150 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መገዲ፥ንኹለን ከተማታት ክፍላተ ከተማ ሸገር ከምዘራኽብ ተሓቢሩ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ብ4…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም እተካይዶ ዘላ ስራሕ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብሪሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ  ንዓውዲ ቱሪዝም ዝሃበቶ ልዑል ጠመተን እተካይዶ ዘላ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብሪሃ። ጉባኤ ሚኒስትራት ቱሪዝም ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ንኢትዮጵያ…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ፍሉይ ላዕለዋይ መዓርግ ጦላይ ምልምል ወተሃደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ፍሉይ ላዕለዋይ መዓርግ ጦላይ ምልምል ወተሃደራት ኣመሪቑ። ኣብስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀኔራል ደስታ ኣብቼ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ላዕለዎት…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) መድሓኒታት ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምፍራይ ንፅባሕ ይፅንሐለይ ዘይበሃል ከምዝኾነ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ልዕሊ 120 ሚሊየን ህዝቢ ንዘለዋ ኢትዮጵያ መድሓኒታት ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ምፍራይ ንፅባሕ ይፅንሐለይ ዘይበሃል ከምዝኾነ ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኤግዚብሽን ፍሪያትን ኢኖቬሽንን እታዎታት ሕክምና…

ኣኼባ ሓለፍቲ ዓቀብቲ ሕጊ ሃገራት ብሪክስ መግለፂ ሓበራዊ ስምምዕነት ብምሃብ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሴንት ፒተርስበርግ ዝሳለጥ ዝነበረ ኣኼባ ሓለፍቲ ዓቀብቲ ሕጊ ሃገራት ብሪክስ መግለፂ ሓበራዊ ስምምዕነት ብምሃብ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ ካብ 10 ክሳብ 14 ሰነ 2016 ዓ.ም ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ዲጂታል መፍትሒ ንምክልኻል ገበንን…

ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባዊያን ንዩክሬን ከምዘዕጥቑዋ ማዕረ፥ ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት እታ ቭላድሚር ፑቲን  ተዛሪቦም። ኣብ ቬትናም ምስ ጋዜጠኛታት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ምዕራባዊያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ…

ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ደቡብ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ታሪካ ክልተ ከይዲታት ሃገራዊ ዘተ ኣሳሊጣ ኢያ። ኮዴሳ (Convention for a Democratic South Africa - CODESA) ብዝብል ዝፍለጥን ካብ 1991 ክሳብ 1993 ዓ.ም.ፈ ዝተሳለጠን ከይዲ ዘተ ኣብታ ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል ምርምርን ምፍራይን ማይክሮ ኣልጌ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል ምርምርን ምፍራይን  ማይክሮ ኣልጌ(ስፓይሩሊና) ተመሪቑ። እቲ ማእኸል፥ ኢንስቲትዩት ባዮን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  ምስ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኦሮሚያ ብምትሕብባር ዝተሃነፀ…

ፈረንሳይ ምስ ኔዘርላድስ ሎሚ ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ፥ ፈረንሳይ ምስ ኔዘርላድስ ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ሃገራዊ ኣፍረይቲ ፋርማሲዩቲካል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምስ ክልተ ሃገራዊ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት ፋርማሲዩቲካል ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ውዕሊ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰን ሰብ ዋና እተን ኩባኒያታትን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ኣይተ…