ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ 6 ሃገራት ኣፍሪካ ልዑል ዕብየት ኢኮኖሚ ከምዘርእያ ተንቢዩ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ልዑል ዕብየት ኢኮኖሚ ከምዘርእያ ተንቢዩ። እቲ ባንኪ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፥ ኒጀር፣ ሴኔጋልን ሩዋንዳን ኣብ 2024 ኣብ ዓለም ልዑል ምዕባለ ኢኮኖሚ ካብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሰ፣ ሚኒስትር ደቂ ኣነስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኣርጎጌ ተስፋይ፣ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣይተ ደበሌ ቃበታ ሓዊሱ ካልኦት ብርክት ዝበሉ ሚኒስትራት ዘካተተ ጉጅለ ሉኡኽ መንግስቲ ፌዴራል መቐለ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መስሕባት ቱሪስት ክልል ዓፋር ንካልኣይ ንትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንምጉብናይ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Jan 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስሕባት ቱሪስት ክልል ዓፋር ንካልኣይ ንትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ንምጉብናይ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝም እቲ ክልል ኣሕመድ ዓብዱልቃድር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ምንቕቓሕ…
Uncategorized ሽም 502 ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ዝሓዙ ማህተማት ሓዊሱ ተግባር ገበን ዝፍፀመሎም ዝነበሩ ናውቲታት ተታሒዞም Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽም 502 ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ዝሓዙ ስኑዓት ማህተማት ሓዊሱ ተግባር ገበን ዝፍፀመሎም ዝነበሩ ናውቲታት ተታሒዞም። ፖሊስ ፌዴራልን ኣዲስ ኣበባን ኣብታ ከተማ ንራብዓይ ሰሙን ብዘካየድዎ ኦፕሬሽን ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን መረዳእታ መሬት ከተማ ዘዘምን ፕሮጀክት ተግባራዊ ክግበር ኢዩ። እቲ ሚኒስቴር ካብ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኮሪያ ብዝተረኸበ 30 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ኢዩ እቲ ፕሮጀክት ተግባራዊ ክኸውን ተባሂሉ። ነዚ ፕሮጀክት…
ቢዝነስ ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት የኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 18 ክሳብ 25 ታሕሳስ ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ብመሰረት ዝተገበረ ክትትል ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ…
ቢዝነስ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጠንካራ ስርዓት ሎጂስቲክስ ንምህናፅ ጠመተ ብምሃብ ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ደንጌ ቦሩ ተዛሪቦም። ብበዓል መዚ ማሪታይም ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ መድረኽ ዘተ መሪሕ ትልሚ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዓውድታት ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ሰፊሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ Desta Jan 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጋዛ ዝበፅሕ ጉድኣት ንክትቅንስ ኣሜሪካ ሓቲታ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ጥራሕ ኣብ ጋዛ 249 ዜጋታት ህይወቶም እንትስእኑ 510 ድማ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ኢዩ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ዘቲዮም Desta Jan 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሶማሊላንድ ሜጄር ጄኔራል ኑህ ኢስማኤል ታኒ ዘቲዮም እቲ ዘተ ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም…