Fana: At a Speed of Life!

ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታትን ኣምባሳደራትን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብሃፍቲ ቱሪዝም ፈላሞት ካብ ዝበሃላ ሃገራት…

ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዘላቒ ሰላም ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብዚ ዕለት ከምዝኾነ…

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ካብ ምፍራስ ኣድሒኑ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ካብ ምፍራስ ኣድሒኑ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብሽም ፋኖ ዝፅዋዕ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕቶ ህዝቢ ኣምሓራ…

ዕዉትነት ዲፕሎማሲ ፖለቲካ ንዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉትነት ዲፕሎማሲ ዓውዲ ፖለቲካ ንዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ተሰማዕነት፣ ፅዕንቶ…

ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ግብርና ሶፊያ ካሣ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘይምንም ፀገም በረርኡ ኣብ ቻድ ንክቕፅል ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘይምንም ፀገም በረርኡ ኣብ ቻድ ንክቕፅል ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ምስ ሴክሬታሪ ጄኔራል ሚኒስቴር ሲቪል አቪዬሽን ቻድ ማሃማት ሳለህ ዱጋ ኣብ ኣዲስ…

ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ስትሪንግ ኮሚቴ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሚኒስትር ፋይናንስ ኣሕመድ ሺዴን ሓዊሱ ካልኦት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈፀሙ ተግባራት ፍትሓዊ ተረባሕነት ነበርቲ ምርግጋፅ ጀሚሩ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንህዝቢ ዝኣተናዮም ቃላት ተግባራዊ ምዃን ብምጅማሮም ፍትሓዊ ተረባሕነት ነበርቲ ምርግጋፅን ማሕበራዊ ፍትሒ ምንጋስን ጀሚሩ ኣሎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተዛሪበን። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ…

ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ዘለወን ክልቲኣዊ ምትሕብባር ክብ ምባል ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።…

መበል 20 ዓመት ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቹንቾን ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓመት ሕውነት ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቹንቾ ደቡብ ኮሪያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ከንቲባ ዮክ ቶንግ ሃን፣ ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ መናእሰይን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ እቲ ስነስርዓት ተኸቢሩ። ክልቲአን ኣሓት…