Fana: At a Speed of Life!

እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ታንዛኒያ እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 95 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ዓዶም ንክምለሱ ኣብ ታኒዛኒያ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ብሓባር ብዝገበርዎ ፃዕሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቀፃሊ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ። ኣብ ቻይና ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ግብርናን ገፀርን ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ሎሚ በዶን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ(ፓቪሊዮን) ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም። ኢትዮጵያ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዘሎ ኣውደ ርእይ (ፓቪሊዮን) ኣብ ምፍላጥ ትርከብ። ወርቅነህ ገበየሁ…

ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ። ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥  ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።…

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምዃን ቀሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሸሞንተ ኣባላት ዘለውዎ መልማሊ ኮሚቴ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስያሞም ይዝከር።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቶኒ ብሌር ዘቲዮም እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኮፕ28 ዝተሳለጠ ኢዩ ተባሂሉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ተሳሊጡ። እቲ መደረኽ ዘተ መበል ራብዓይ ዙር እንትኸውን፥ ኣብ መንጎ እቶም ትካላት ልምዓት፣ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ገንዘብን ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ውድብ ሕቡራት መንገስታት ኣብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ…

ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ከተማ መቱ ንኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠናን…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…