Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሸተ መዓልታት ክዋሃብ ዝፀንሐ ስልጠና መምህራንን ኪኢላታት ትምህርትን ብዝተተለመሉ መንገዲ ከምዝተዛዘመ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ስልጠና ንክዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ መምህራን፣ ኣመራርሓ ትምህርቲ፣…

ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓላፊን ምክትል ሓላፊን ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሾይሞም። ብመሰረት እዚ ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ዋና ኦዲተር፣ ኣይተ መሉ ተስፋይ ድማ ምክትል ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምዃን…

ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሞባይል ስልኪታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ቀረፅ እንተይተኸፈለሎም ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 812 ሞባይል ስልኪታት ኣብ መርካቶ ምስ ተራገፉ ተታሒዞም። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ካብ ህዝቢ ብመሰረት ዝበፅሖ ሓበሬታ፥ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ክፍለ…

ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ተመዝጊቡ። እቲ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣብ ዓለም ድማ መበል 11 ግዙፍ ቅርሲ ብምዃን…

ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ካሮላይና ዝነቆጡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ፥ ህዝቢ ነተን ጀታት ወይ ስብርባር ኣብ ምድላይ ንክተሓባበር ሓቲቶም። ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ነቲ ጀት ዘብርሩ ዝነበሩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ትምህርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ትምህርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ድማ ካብ 14 መስከረም ጀሚሩ ሩዕ ትምህርቲ ክጅመር ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ…

ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ልዑል ብፅሒት ዓውዲ ሕርሻ ከምዝሓዘ ዝገለፀ እቲ ሚኒስቴር፥ ብቀንዱ ቡን፣ ኣዝርእቲ ቅብኣትን ዕምበባን ልዑል ሰደድ ንግዲ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓ 00 ሴኮንድ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ምዕዋታ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ…

ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም። ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ። ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ክልተ መርከባት ቱርኪ ናብ ሊቢያ ኣትየን። እተን መራኽብ 360 ደገፍ ዝህቡ ሰባትን 122 ተሽከርከርቲን ዘሳፈራ ከምዝኾና ተሓቢሩ። ብሄራዊ ሚኒስቴር መክልኻል ሃገር ቱርኪ ከምዝበሎ፥ እቶም ሰባት ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ፣…