ቢዝነስ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 109 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተገምጊሙ። ሚኒስትር እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ንምሕጋዝ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰርሕ ኣሎ-መንግስቲ ኣየርላንድ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ በርነን ዘቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ዘተ፥ ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ሐዚ ዘለዎ ፀገም ንክወፅእ፣ ናብ ሰላምን ልምዓትን ንክምለስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሉእላውነት ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው ልኡኹ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ምትሕብባርን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜ/ጄ ተሾመ ገመቹ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንጎረባብቲ ሃገራትን ቀጣናዊ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም 96 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ቀፃሊ እውን 89 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ዝምለስሉ መርሃ ግብሪ በረራ ፅባሕ ከምዝሳለጥ ኣብ ቤይሩት ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን – ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ድርድር ሰላም ዩክሬን ተስፋ ኣይትቆርፅን ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ብቪዲዮ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሩሲያ ምስ ዩክሬን ዝተገበሩ ድርድራት ሰላም እንትትቅበል ዩክሬን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳራት፣ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ- ቢልለኔ ስዩም Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጀርመን ኣብ…
ዝንቕ ፋና ኣብ ትግራይ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ብሰላም ተገላጊላ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ውቕሮ ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ ብሰላም ተገላጊላ። እታ ጓል 30 ዓመት ዝኾነት ወ/ሮ ኣፀደ ገብረመስቀል፥ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ውቕሮ ኢያ ሓሪሳ። እቶም ህፃናት ኣብ ደሓን ኩነታት ዘለዉ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ “ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ” ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ-ኣይተ ማሞ ምህረቱ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ "ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ" ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። እቲ ጉባኤ ጀርመን ብሓፈሻ ሃገራት ኣውሮፓ ምስ ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ድልድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ Desta Nov 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ እቲ ገምጋም ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…