Fana: At a Speed of Life!

ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ዋና ዳይረክተር ብቋንቋታት ትግርኛ፣…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባርበመልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእስ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታችው ረዳ ሓዱሽ ዓመት 2016 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንዘሎ መላእ ትግራዋይ እንኳዕ ኣብፀሐካ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት ዓመተ 2016 ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ። እቲ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር መራሕቲ ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፊም። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ንመላእ ኢትያዊያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቲ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ዘበነ ሰላምን ምዕባለን ንክኸውን ተመኒዮም። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ብግደኦም…

መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓድነት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት እተን ምምሕዳራት…

ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት ምኽኒያት ብምግባር እቶም ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን…

 “እቲ ዝረብሕ ብምጥንኻር ሓዱሽ ዓመት ክንቅበሎ ኣለና”-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት  ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ  ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…

ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ፅባሕ ንጎሆ 12 ሰዓት እቲ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ግዱሳት ተጋሩ 1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲታት ትምህርቲ ሓጊዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዱሳት ተወለድቲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብ1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዞም። እቶም ተቐማጦ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ድያስፖራ ተወለድቲ እቲ ወረዳን ካልኦት ግዱሳት ወገናትን ብምትሕብባር ኢዮም እቲ ደገፍ ኣበርኪቶም። እቲ…

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት መኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣብ 2016 ተስፋ ዝፅነሰሉ፣ ካብ ዝሓለፈ ፈተናን ዓወትን ብምምሃር ንዝሓሸ ለውጢን ሓዱሽ ተስፋን ንባዕልትና…