Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ኦሮሚያን ካልኦት ክልላትን ዝኽበር ዘሎ ዕለት “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እወንታዊ ተግባራት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ መኣዲ ኣንጊደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ነበርቲ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ንሃገር ሰብ ውዕለታ ከምኡውን ትሑት እቶት ዘለዎም…

ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…

ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ሃገሮም መሊሳ። እቶም ኣብዝሓ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኒጀር፣ ቻድ፣ ሱዳን፣ ባንግላዲሽን ናይጄሪያንን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ሊቢያ ኢማድ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ብቅንዕናን ተኣማነነትን ንዘገልገሉ ኣካላት ፀፅታ እቲ…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዘህነፆ ማእኸል ጀጋኑ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዘህነፆ ማእኸል ጀጋኑ ተመሪቑ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል እቲ ማእኸል ብዕሊ መሪቖም ስራሕ ኣብ ዘጀመርሉ እዋን፥ ጀጋኑና ንኢትዮጵያ ንምፅናዕ አነትቃለሱ ሓደጋ እንተጋጥሞም ቅድመ ሐዚ ዝነበረ መተሓባበሪ…

ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ንኣሕዋት ህዝብታት ዝረብሑ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምስፋሕ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ መቐመጢ ኣባልነት ንክወሃብ ተስማዕሚዐን። እቲ ውሳነ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለዎ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ማዕረ ተመሳሳሊ ደረጃ ዝህብ ኢዩ ተባሂሉ። ኣባል ጉጅለ 20 ዝኾነት ደቡብ…

601 ፕሮጀክትታት መፅናዕቲን ዲዛይንን ምዝዛሞም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ብፌዴራልን ክልላትን 301 ሺሕ 664 ሄክታር መሬት ምልማዕ ዘኽእሉ  601 ፕሮጀክትታት መፅናዕቲን ዲዛይንን ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣፍሊጡ። ኣብ 8 ክልላት 230 ሺሕን 964 ሄክታር  መሬት ዝለምዑ 594…

ንምኽባር ሉእላውነትን ናፅነትን ኢትዮጵያ በቢዘበኑ ጀጋኑ መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም-ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ሉእላውነትን ናፅነትን ኢትዮጵያ በቢዘበኑ ጀጋኑ መስዋእቲ ከፊሎም ኢዮም ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ መክልኻል ሃገር ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ገሊፀን። መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ…