Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ኢነርጂ ስዑዲ ዓረብ ኣብዱል ኣዚዝ ቢን ሰልማን ኣል ሳዑድን ክታሞም ኣንቢረሙሎ። ኣብ መንጎ…

ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሴኪዮሄን ተረኺቦም።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣይተ ደመቀ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል 33 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 32 ግዘ ዝኽበር ዘሎ…

 “መሰረታዊያን ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምምፃዕ ዓሊሙ “መሰረታዊያን ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ መምህራን ዩንቨርስቲን ኣካላት ሚዲያን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ሳይበር ድሕንነት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ሳይበር ድሕንነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ድሕንነት ሰለሞን ሶካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣብ ሶሪያ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋር ኲናት ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሚሊሻታት ኢራን ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝርከብ ሰፈር ሰራዊት ኣሜሪካ ንዝፈፀምዎ መጥቃዕቲ ምላሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤፍ…

ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ንህንፀት ማእኸል ኣረጋዊያን ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ንህንፀት ማእኸል ኣረጋዊያን ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሙሐመድ ሳሊም ኣል ራሺዲ ዘቲየን። ኤርጎጌ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ መሸጢ ዋጋ ብዝነበሮ ንክቕፅል ዝተወሰነ ከምዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ። እዋናዊ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና  ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ይሳተፍ ኣሎ። “ድልየት ፍሪያት ውሽጢ ዓዲን ዝተቐመጡ ስትራቴጂክ…

ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ መናእሰይ ካብ ከባቢኦም ወፂኦም ብሄራዊ ሓድነት ዝፈጥሩሉ ወለንተናዊ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ምድላዊ ተዛሪቦም።…