Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሀድ ኣልሃምዳኒ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኤግዚብሽን ማይን ኢነርጂን ዑደት ኣካይዱ። እቶም ኣምባሳደር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ጎደና ምዕባለ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ…

ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት ሃገራት(ውሕመ) ምድላው ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ኣብ ዲፕሎማሲያዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ መግለፂ፥ ኣብ…

ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሞቓዲሾ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሞቓዲሾ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኤደን ዓዴ እንትበፅሕ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳላህ ኣሕመድ ጃማን…

ሃገር ንምቕፃል በቢመድረኹ መስዋእትነት ምኽፋል ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዑል ተጋድሎ ጀጋኑ ኢትዮጵያዎያን ደው ዝበለት ሃገር ንምቕፃል በቢመድረኹ መስዋእትነት ምኽፋል ከምዝግባእ ተሓቢሩ። መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ኣባላት…

ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ንህብታት ኢትዮጵያ መስዋእትነት ዝኸፍላ ኢየን- ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ንህብታት ኢትዮጵያ መስዋእትነት ዝኸፍላ ኢየን ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል…

መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ክልላት ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ፣ ኦሮሚያ፣…

ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ምፍራይ መዓር ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ሓንቲ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ምፍራይ መዓር ካብ ዘለወን 10 ሃገራት ሓንቲ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝጀመርናዮ…

ኢትዮጵያ ባንዴራኣ ልዕል ዘብሉ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ኣለውዋ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ባንዴራኣ ልዕል ዘብሉ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ኣለውዋ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተን ልዝብን የሳልጥ ኣሎ። መስዋዕትነት ሃፍቲን ፍልጠትን ንክብሪ…

ኢትዮጵያ ትውልዲታት ኣብ ከይዲ ዘበናት ብዘኹርዕ ተጋድሎኦም ዘፅንዕዋ ቤትና ኢያ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትውልዲታት ኣብ ከይዲ ዘበናት ብዘኹርዕ ተጋድሎኦም ዘፅንዕዋ ቤትና ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቤት ዕዮ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ መስዋእትነት ምኽኒያት ብመግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ኣብ መልእኽቱ፥ እዛ ናይ…

ኣብ ከተማ ሃረር ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣብፂሑ። እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ከባቢ ሸዋ በር “ታይዋን” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ሰፈር ለይቲ ሰዓት 10 ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ፥ እቲ ከባቢ…