ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብጎንግ ዌቢን(ፕ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብሄራዊ ምምሕዳር ኣካዳሚ ቻይና ዘቲዮም። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብኹለ መዳይ መርኣያ ዝነበሩ መፍረይቲ ትካላት ቀልጢፎም ናብ ስራሕ ንክኣትው ክንድግፍ ኢና፥ ሚ/ር ዲኤታ ታረቀኝ ብሉልታ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ሲምፖዜም ምንቕቓሕ መፍረይቲ ትካላት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ካልኦት…
ቢዝነስ ሃገራዊ ዓቕሚ ፋይናንስ ናህሪ ዕዳጋ ከረጋግዕ ብዘኽእልን ዕድል ስራሕ ብዝፈጥርን ዓውዲታት ምውዓል ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዓቕሚ ፋይናንስ ናህሪ ዕዳጋ ከረጋግዕ ብዘኽእልን ዕድል ስራሕ ብዝፈጥርን ዓውዲታት ምውዓል ከምዝግባእ ተገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም በዓል ሞያ ኢኮኖሚ ኣቡሌ መሃሪ (ዶ/ር) ፥ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ብዘሎ ናህሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ውፅኢት ተምሃሮ ዘመሓይሽ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ውፅኢት ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዘመሓይሽ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ 2015 ዓ.ም ዘበነ ትምህርቲ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊን ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊን ውፅኢት ምትሓቱ ስዒቡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዳን ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ዜጋታት ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ኣሎ Desta Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሱዳን ዝተፈጠረ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ከምዘሎ ገሊፁ። ነዚ ናይ ምውፃእ ስራሕ ዘተሓባብር ዘሎ ብብሄራዊ ብርኪ ዝተጣየሸ ገብረ ሓይሊ 23 ጥቅምቲ 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፋሊያ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ፥ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትካላዊ ዝምድና ንምጥንኻር እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘሳለጥዎ ዑደት ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ Desta Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ። መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንሰላም ብዘለዎም ቅዋም ናይ ውሽጢ ይኹኑ ደገ ፀላእቲ እንተጋጥሙ እናተጠቕዑ አወን እንተኾነ ቀዲሞም ናይ ሰላም ኣማራፂ ኢዮም ዝደሊዩ።…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ወተሃደራዊ ምትሕብባርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም Desta Nov 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላትን ኣመራርሓን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ሰሜን እዚን ኣባላት ፖሊስን 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ዘኪሮም። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ክድገም ከምዘይብሉ ኣብቲ ስነስርዓት ተገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን…