Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ፥ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋግር እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር  ዝተፈላለያ ትካላት ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክልል ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብፂሒቶም ንከበርክቱ ዝዓለመ መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…

ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…

ፑቲንን ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ምሕዳስ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ የካቲት ኣብ እዋን ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ውሕመ ፍሪያታት እኽሊ ካብ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ-ኣይተ ኣረጋ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋን ጳጉሜን ኣሉታዊ ድባብ ምቕያር ዘኽእል ናይ ምርድዳእ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣረጋ ከበደ ገሊፆም። “ጳጉሜን ንኢትዮጵያ” ብዝብል ሃገራዊ ጎስጓስ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሞያዊያንን…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል ወረዳ ሌሙን ቢልቢሎን መጀመሪ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ዘርኢ እንስሳት…

ፎረም ኢንተርፕራይዛት  ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ፎረም ኢንተርፕራይዛት  ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ብዲፓርትመንት ኢኮኖሚ፣ ንግድን ቱሪዝምን ሕብረት ኣፍሪካ ኢዩ ተሰናዲኡ። ብፍላይ ኣብ ጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ መናእሰይ…

ጉባኤ ሚኒስትራት ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስትራት ክላማዊ ለውጢ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኬኒያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምስ ክሌማዊ ለውጢ ዝተዛመዱ ዛዕባታት ኣብ ምብዳህ ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ዓቕሚ ንምጉልባት ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብፍላይ ፍትሓዊ ክሌማዊ ስርዓት ፋይናንስ…

ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ሃዋሳ ህፁፅ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ዝቐርቡሉ ሹመት ከንቲባ እታ ከተማ ሓዊሱ ናይ ካልኦት ኣባላት ካቤኒ ብምቕባል ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር እታ ከተማን…

ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ እስራኤል ዘዳለዎ ምድላው ብምቅዋም ዝወፅኡ ብዙሓት ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ምስ ፖሊስ ብምግጫዎም ብዙሓት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ብሰንኪ እቲ ጎንፂ ሊስፖ መኮንናት አስራኤል ሓዊሱ 140 ሰብ ከምዝቖሰለን ብንኡሱ ሰለስተ ሰባት ካብ…

ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ክልል ኣምሓራ ቀዳምነት ዝህቡ ኣመራርሓ ናብ ቅድሚት ንምምፃእ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ትካላት ፀፅታ ንምጥንኻር ሓለፍቲን ምክትላት ሓለፍቲን…