ኢትዮጵያ ካብ ቆርበትን ኣንጋረን ክትረኽቦ ዝግበኣ ኣታዊ ብሙሉእነት ኣይትረክብ ዘላ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ቆርበትን ኣንጋረን ክትረኽቦ ዝግበኣ ኣታዊ ብሙሉእነት ኣይትረክብ ዘላ ተባሂሉ።
ብብርኪ ሃገር በቢዓመቱ ካብ ዝፈሪ ልዕሊ 41 ሚሊየን ቆርበትን ኣንጋረን እቲ 22 ሚሊየን ጥራሕ ንኣገልግሎት ከምዝውዕል ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል…