ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም።
ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር…