ቢዝነስ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ተወከልቲ ትካል ልምዓት ፈረንሳይ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ ዝጠቕሙ ተወሰኽቲ ፕሮጀክትታት ምትሕብባር ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚቦም። ክሳብ ሐዚ በቲ ትካል ዝተገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ዲጂታል ክእለቶም ንህንፀት ሰላም ከውዕልዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። ኩባንያ ሜታ ዘሰናደኦ ኣብ ኣድላይነት ዲጂታል ክእለትን ህንፀት ሰላምን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ዲጂታል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ብፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ማሊ ዝተነበረ ማዕቐብ ንክናዋሕ ናብ ውድብ ሕብራት መንግስታት ብመንግስቲ ፈረንሳይ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተቓዊማ። ወታደራዊ ጁንታ ማሊ ኣብ ልዕሊ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ባቦከር ኬታ ዕልዋ መንግስቲ ብምግባሩ ማዕቐብ ተነቢሩላ ምፅንሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም Desta Aug 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ሓድነት ህዝብታት ንክጠናኸር ዘኽእል ምቹሕ ኩነታት ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም። ከም ሃገር ሰላም ንምንጋስን ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ህንፀት ሰላም ንምጥንኻርን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 188 ሺሕ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ተዋሂቡዎም – ሚኒስቴር ፍትሒ Desta Aug 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 188 ሺሕ ዝኾኑ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ከምዝተውሃሎም ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ቢሮታት ፍትሒን ትካላት ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊን ክልላት ኣብ ኣዲስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣቡዳቢ ንሓበራዊ ባንኪ “ብሪክሱ” ዝኸውን ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ Desta Aug 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሃገራት “ብሪክስ” ብሓባር ንዘጣይሽኡ “ባንኪ ኒው ዴቬሎፕመንት” (ኤን.ዲ.ቢ) ዝኸውን ተወሳኺ ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ። ሚኒስትር ገንዘብ እታ ዓዲ ኣብደላ ቢን ቱቅ ኣል ማርሪ፥ ኣቡዳቢ ኣባልነታ ተጠቒማ ኣብቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ Desta Aug 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ዡ ጓዋንጉዌ ዘቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Desta Aug 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንኣመራርሓ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምምሕያሽ ዝዓለመ እንትኸውን፥ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ጠመተ ብምግባር ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ስልጠና…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ Desta Aug 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ኣፍሪካ “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ተጎዓዝቲን ኣብቲ ምርኢት ንግዲ ዝቐርቡ ፅዕነታትን ናብ ኳታር ከምዘመላልስ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023…