Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ኩሉ ናይ ህዝቢ ፅኑዕ ደጀንነት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ኩሉ ናይ ህዝቢ ፅኑዕ ደጀንነት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄኔራል ሰለሞን ኢተፋ ገሊፆም። መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምኽኒያት ብምግባር ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ እዚ…

ኩባንያ ሱሃይል ግሩፕ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ  ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ተዋፊሩ ዘሎ ኩባንያ ሱሃይል ግሩፕ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ  ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ ኢራንን የመንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…

ዓቕሚ ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጉልባትን ናብ ኣመራርሓ ንምምፃእን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ፖለቲካ ደቂ ኣኒስቲዮ ንምጉልባትን ናብ ኣመራርሓ ንምምፃእን ይስራሕ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ውድብ ብልፅግና ወ/ሮ ዛህራ ሑመድ ገሊፀን። ሓላፊት ቤት ዕዮን ምክትል ፕሬዚዳንትን እቲ ሊግ ወ/ሮ መስከረም ኣበበ ብግደአን፥ ሊግ ደቂ…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሙየኦም ንዝሓገዙ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሙየኦም ዝሓገዙ ውልቀ ሰባት ናይ ክብሪ ኣባልነትን ኣፍልጦን ተዋሂቡ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከይተፀጋዕናዮም ዝተፀግዑና ከይደገፍናዮም ዝደገፉና ብከባቢ ከይሓሰቡ ብፅኑዕ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምስላፎም ከምዘረጋገፀ ገሊፁ።…

ልዕሊ 245 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 245 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን 170 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኣታዊን 75 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ናውቲታት ወፃኢን ኣብ…

ርክብ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ንምጥንኻር ንዝፍፀሙ ስራሕቲ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒ9ስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ጄ. ማሲንጋ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ሓበራዊን ዛዕባታትን ምልዛቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ጉጅለ ልኡኽ ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ብምቕባል ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዡ ዳቶንግ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቤት ዕዮኦም ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ፥ መንግስቲ ቻይና ንፖሊስ ኢትዮጵያ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት…

ኢትዮጵያ ሰራዊት እተዳሉ ብቐንዱ ንህዝባ ንምሕለው ኢዩ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰራዊት እተዳሉ ብቐንዱ ንህዝባ ንምሕለው ኢዩ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልካል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጀኔራል ኣበባው መበል 116 ምኽባር መዓልቲ ሰራዊት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም፥…

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ምትሕብባር ሕውነት ኢትዮ-ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ምትሕብባር ሕውነት ኢትዮ-ቻይና ቤቲ ዙ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኮሚቴ ካብ ዝጣየሽ ኣትሒዙ ክሳብ ሐዚ ኣብ ዘምፅኦም ውፅኢታት ከምኡውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ ኤምባሲ ተቐራሪቡ ምስራሕ…

ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 116 ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ክበብ መኮንናት ኢዩ ዝኽበር…