ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ፥ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት…