ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ማሕበር ሚድ ዋይፈር ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ሚድ-ዋይፈር ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም…