ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ አዛብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ዛዕባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ዛዕባታትን መብርሂ ሂቦም። ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እቲ ሙዚየም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተሃነፁን ኣብ ህንፀት ዘለዉን ፕሮጀክትታት እቲ ዝዓበየ ኢዩ ኢለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን። እቲ ሰነድ ኣብ 1965 ዓ.ም ተፈሪሙ ኣብ ኣገልግሎት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ስምምዕነት ብምምሕያሽ ክልቲኣዊ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣየር ንምክያድ ኢየን ተፈራሪመን። መገዲታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ደቂ ኣኒስቲዮ ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ብዕሊ ናብ ስራሕ ዘእቲ ዘተ ኣብ ናይሮቢ ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ መዚ ኢጋድ፣ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት እቲ ትካል፣ ሲቪክ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ዕላማ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምረት ምክልኻል ኣሜሪካ፣ ደቡብ ኮሪያን ጃፓንን ምክራር እቲ ዞባ ዘጋድድ ኢዩ ክትብል ቻይና ገሊፃ። መራሕቲ ሰለስቲአን ሃገራት ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ኣብ በካምፕ ዴቪድ ከምዝራኸቡ ተገሊፁ። እተን ሃገራት ብፍላይ ብቴክኖሎጂን ዓውዲ ምክልኻልን ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 4 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ፥ ጠንካራ ሰንሰለት ቀረበን ዕዳጋን ብምፍጣር ፅርየቶም ዝሓለዉ እታዎታት በምቕራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍቢሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኣይተ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትንን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን። ክልቲአን ሓለፍቲ ስራሕ ኣብተግባራት ክእለት ዝመርሖ ዕድል ስራሕ ምቹእ ኩነታት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ኣለዋ Desta Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቋሪፀን ዝነበራ ዩንቨርስታት መቐለን ራያን ናብ ስሩዕ ስረሐን ይምለሳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ዩንቨርስቲ መቐለ 2 ሺሕ፣ ዩንቨርስቲ ራያ ድማ 760 ትምህርቶም ኣቋሪፆም…
ስፓርት ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ Desta Aug 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን…