Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር  ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘዕብዮም ህፃናትን 250 ትሑት መሃያ ንዝኽፈሉ ሰራሕተኛታትን መኣዲ ኣንጊዶም። “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል…

ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ…

ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ን450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያ  ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንዘለዋ 450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ደገፍ ገይሩ። እተን ሓገዝ ዝተውሃበን ኣዴታት…

ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ን50 ሰራሕተኛታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ምስ ማሕበር መናእሰይ ማእኸል ምርምር ብምዃን ን50 ሰራሕተኛታት ንዓመት በዓል ዝኸውን ደገፍ ገይሩ። ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ሚኒስቴር…

ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ መዓልቲ ወለታዊነት ምኽኒያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ። ሎሚ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ እቲ ዕለት ምኽኒያት በምግባር…

ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 30 መዓልታት እንትሰርሖም ዝነበሩ ስራሕቲ ዝጠመተ…

መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብቡሳ ጎኖፋ፣ ቢሮ ገንዘብ ኦሮሚያን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሞገስ…

መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ኦሮሚያን ካልኦት ክልላትን ዝኽበር ዘሎ ዕለት “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እወንታዊ ተግባራት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ መኣዲ ኣንጊደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ነበርቲ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ንሃገር ሰብ ውዕለታ ከምኡውን ትሑት እቶት ዘለዎም…

ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…