ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ስግኣታት ግብረ ራዕዲን ዶብ ተሻገርቲ ዝተወደቡ ገበናተን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ሃገራት እቲ ቀጣና ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ኢትዮጵያን ፣ ኬኒያ፣ ሶማሊያ ፣ ጅቡቲን ሲሼልስን ዘካተተን ላዕለዎት ሓለፍቲ…