ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር መዓልቲ ኣገልግሎት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ታክሲ ፅባሕ ክወሃብ ኢዩ። እቲ ኣገልግሎት ካብ ሰዓት 1 ክሳብ 3 ቅድሚ ቀትሪ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናይ ዝርከቡ ጥምር ኮሚቴ 13…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ። ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ ክልቲአን ሃገራት ስራሕቲ ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ“ፓራ ሚሊተሪ” ዝሰልጠኑ 1 ሺሕን 107 ኣባላት ኣኽበርቲ ደንቢ ተመሪቖም። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ተመረቕቲ ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ገሊፀን። እቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ መፍትሒ ክሌማዊ ለውጢ ንክሰርሑ ዘኽእል ደገፍ 140 ቢሊየን ሽልንግ ኬንያ (ኣስታት 1 ቢሊየን ዶላር) ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ደገፍ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዕላዊ ዝገበሮ እንትኸውን፥ ካብ ዓለም ለኸ “ግሎባል ሴንተር ኦን ኣዳፕቴሽን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ 3 ክሳብ 5 ጳጉመን 20015 ዓ.ም ዝፀንሕ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎትን ንስሃን ከምዘዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ “ፅልኢ ዝረሓቐሉ ፍቕሪን ብሩህ ተስፋን ዝረኣየሉ ሓዱሽ ዓመት ንቀበል” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ ዝቕፅል ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ክህብ ኢዩ Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ልቓሕ ንምሃብ መደብ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ዕቋርን ልቓሕን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ተዋሂቦም Desta Sep 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 1 ሺሕን 686 ኣባይቲ ዓቕሚ ንዘይብሎምን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪቡ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ደረጀኦም ዝሓለዉን ናውቲታት ግልጋሎት ዝተማለአሎምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ፥ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘሰጋግር እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዝተፈላለያ ትካላት ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክልል ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብፂሒቶም ንከበርክቱ ዝዓለመ መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሕክምና ኲዌት ኣብ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ኮሌጅ ሕክምና ሚሊኒየም ኣገልግሎት ይህብ ኣሎ። እቲ ኣገልግሎት ሕክምና ንሓሙሽተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን ናፃ መጥባሕቲ ሕክምና ዝወሃበሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። በዚ ድማ ኣስታት 200 ሰባት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲንን ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም Desta Sep 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃንን ኣብ ክሊ ምሕዳስ ስምምዕነት እኽሊ ዩክሬን ዘቲዮም። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ የካቲት ኣብ እዋን ኲናት ዩክሬንን ሩሲያን ውሕመ ፍሪያታት እኽሊ ካብ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም…