Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ (ዶ/ር)፥  ካብቲ 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 144 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ብምትሕልላፍ  3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር…

ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ናብ ብሪክስ ንምሕዋስ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ። ናብቲ ጉጅለ ንምሕዋስ ድልዋት ካብ መንጎ ዝኾና ሃገራት፥ ቦሊቪያ ከምዝተሓወሰት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሮሄልዮ ማይታ ተዛሪቦም። ካብ 22 ክሳብ 24 ነሓሰ 2023…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ። ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ ዝገተገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም። ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ የጨተገሊፁ። ኢኮኖሚያዊን ንግዳዊን ርክብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ- ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ካልኣይ ኩባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን-ሩሲያን  ኣብ ክልቲኣዊን ኩለ መዳይን ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ ከብል ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ከካይዱ ኢዩ። እቶም ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም። ሃያሺ ዮሺማሳ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኡጋንዳን ዑደት ድሕሪ ምግባር፥ ናብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዚባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጃናሞራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ካብ ደባርቕ ናብ ጃናሞራ 225 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒን ልዕሊ 16 ኣሳፊራ እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ካብ መገዲ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣሕሊፍካ ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣  ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ቤንች ሸኮ ን300 ተምሃሮ ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ገይሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ነቲ ደገፍ ኣረኪቦም። ብመሰረት እዚ 3 ሺሕ 600 ጥራዝ፣ 300 ቦርሳ ተምሃሮ፣…