Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ  ቻም ኡጋላ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሩሲያ ማርቼንኮ ኢቭጄኒ ኢቭጄኒቪች ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ…

ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ። በቲ ስርዓት ክሳብ ሐዚ 20 ትካላት መንግስቲ ነቲ ኣገልግሎት ይረኽባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ፣ ቪዲዮ…

ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ምስ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብምዃን ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዮት…

ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ምስ ኣልቃዕዳ ርክብ ኣለዎም ዝበለቶም ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ። ወተሃደራዊ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ በቲ መጥቃዕቲ 13 ግብረ ራዕዲታት ተቐቲሎም። ኣሜሪካ እቲ…

ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ከካየድ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮፖሬት ከምዝበልዎ፥ ተበፃሕነት ቀረብ ሓይሊ…

ቀዳምነት ዝወሃቦም ፀገማት ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ውፅኢታዊ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳምነት ዝወሃቦም ፀገማት ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ውፅኢታዊ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ከብሉ ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ገምጋማዊ መድረኽ ኣፈፃፅማ ስራሕ 3 ኣዋርሕ ምርግጋዕ ናህሪ ናብራን ምፍጣር ዕድል…

ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለዋ ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ  ከብላ ሓላፊት ፕረስ ሴክሬቴሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ብኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን…

ዩክሬን ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ኣሜሪካ ምዒዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ክሳብ ሐዚ ዝተውሃባ ኣፅዋር ኲናት ቆጢባ ንክትጥቀም ሓንፀፅታ ወተሃደራዊ ትልሚ ኣሜሪካ ምዒዶም። ኣብ መንጎ ሩሲን ዩክሬንን ይግበር ንዘሎ ኲናት ኣሜሪካ በዝተፈላለዩ መገዲታት ንዩክሬን ደገፍ ትገበር ከምዝፀንሐት ይዝከር። ስለዝኾነ ዩክሬን…

ክልል ኣምሓራ ብፅንፈኛን ወራሪ ጉጅለን ካብ ዘንፀላለዎ ናይ ስርቂ፣ ዕንወትን ሓደጋ ምፍራስን ብምውፃእ ናብ ንቡር ኩነታት ይምለስ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20  ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ  ዝጠመተ መግለፂ ቁፅሪ ኣርባዕተ ሂቡ። እቲ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክልል ኣምሓራ ብፅንፈኛን ወራሪ ጉጅለን ካብ ዘንፀላለዎ ናይ ስርቂ፣ ዕንወትን…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20  ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ብሄራዊ ኣገልግሎት ዜግነት መናእሰይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ዘዳለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ኣፈጉባኤ ዘሀራ ሁመድ፥ እቲ ረቂቕ…