ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ9 ኣኼባ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብን ምትሕብባርን ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ተወሲዱ Desta Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሓፂሮም ኣብ ልዕሊ ዝተትሓዙ 15 ሺሕ ቦታታትን 68 ሺሕ ብሸራ ዝተሰርሑ ኣባይቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ምኽባር ደንቢ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ሻለቃ ዘሪሁን ተፈራ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም Desta Jul 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ከተማ ሳውላ ንዝህነፅ ሞዴል ካልኣይ ብርኪቤት ትምህርቲ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ቤት ትምህርቲ ሙሉእ ወፃኢኡ ዝሽፍኖ፥ “ሰዎች ለሰዎች” ዝተብሃለ ግብረ ሰናት ትካል ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ተሰናዲኡ Desta Jul 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ዝትግበር ኣገዳዲ መምርሒ ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ። እቲ መምርሒ መውፅኢ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝወስዱ ተምሃሮ እንተነኣሰ 25 ሚኢታዊ ምሕላፍ እንተዘይክኢለን ዓውዲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ይምረቑ ኣለዉ Desta Jul 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 100 ፕሮጀክትታት ይምረቑ ኣለዉ። እቶም ፕሮጀክትታት ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ዝገብራ ዘለዋ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቶም ፕሮጀክትታት ሕቶታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና- ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta Jul 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ሩሲያን ዘሎ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዕና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ሩስያን ኣፍሪካን ዘለወን ምትሕብባር ኣብ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ቴክኖሎጂ፣ ህንፀት መሰረተ ልምዓት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም Desta Jul 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም። እቶም ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ካብ 31 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሮም ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ከምዝገብሩ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ጊምቢ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣብቶብስ ብሰንኪ ናህሪ ካብ መገዳ ኣግሊሳ ብምግልባጣ ኢዩ እቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ። ብመሰረት እዚ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Jul 28, 2023 0 ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ልምዓት ምትሕብባር መንግስታዊን ዘይመንግስታዊት ትካላት ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸፍት ኢዩ ክብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ-ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ Desta Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ንባዕልቶም ካብ መበገሲታት ተቓላዕነት ሕማም ጉበት ክከላኸሉ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ ገሊፆም። ብብርኪ ዓለም ንመበል 13 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል ታሽዓይ ግዘ “ጥዕና ጉበት ንጥዑይ ህይወት”…