Fana: At a Speed of Life!

ውሳነታት መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 24 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ዝተፈረሙ ስምምዕነታት ልቓሕ 56 ሚሊየን ዩሮ ኣድሂቡ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ልቓሕ መዓልኡ ብዝምልከት ዘቲዩ።…

ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ብዝተገበሩ ስራሕቲ ሓድነት ህዝብታት ንክጠናኸር ዘኽእል ምቹሕ ኩነታት ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ገሊፆም። ከም ሃገር ሰላም ንምንጋስን ኣብ ውሽጢ ማሕበረሰብ ህንፀት ሰላም ንምጥንኻርን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ…

ልዕሊ 188 ሺሕ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ተዋሂቡዎም – ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 188 ሺሕ ዝኾኑ መዛግብቲ ምርመራ ገበን ውሳነ ከምዝተውሃሎም  ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ መድረኽ ሚኒስቴር ፍትሒ፣ ቢሮታት ፍትሒን ትካላት ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊን ክልላት ኣብ ኣዲስ…

ኣቡዳቢ ንሓበራዊ ባንኪ  “ብሪክሱ” ዝኸውን ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሃገራት “ብሪክስ” ብሓባር ንዘጣይሽኡ “ባንኪ ኒው ዴቬሎፕመንት” (ኤን.ዲ.ቢ) ዝኸውን ተወሳኺ ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ። ሚኒስትር ገንዘብ እታ ዓዲ ኣብደላ ቢን ቱቅ ኣል ማርሪ፥ ኣቡዳቢ ኣባልነታ ተጠቒማ ኣብቲ ጉጅለ…

ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ  ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና እትርከብ ከተማ ሃርቢ ኣብ ኢትዮጵያ  ምስ ዝርከባ መሰታ ከተማታት ብምርሕብባር ትሰርሕ ኣላ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጉዳያት ወፃኢ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ እታ ከተማ ዡ ጓዋንጉዌ ዘቲዮም።…

ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 10 መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ንኣመራርሓ ትምህርቲ ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምምሕያሽ ዝዓለመ እንትኸውን፥ ኣብ ሕውየት ስርዓተ ትምህርቲ ጠመተ ብምግባር ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ስልጠና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተጎዓዓዝቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ኣፍሪካ “ዶሃ ኤክስፖ 2023” ንምጉዕዓዝ ተሓሪዩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር ተጎዓዝቲን ኣብቲ ምርኢት ንግዲ ዝቐርቡ ፅዕነታትን ናብ ኳታር ከምዘመላልስ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2023…

መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምጅማር ስራሕ መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልልን ተረኺቦም። ብማስተዋል ኣሰፋ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ዓቕሚ ንዘይብሎም ኣረጋዊያን ዘህነፅዎ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሓደ መንግስቲ ናይ…

ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደቂ ሰባት ነፃነትን ክብርን ክብሉ ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንጀጋኑ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝተሃነፀ…