Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ትካላትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ሓዱሽ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ከተማ ካይሮ ዑደት ኣሳሊጡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጥንታዊነት ምስ ዘመናዊነት፤ ገጠር ምስ ከተማ ኣጠዓዒምካ ንምኻድ ዝተገበሩ ንጥፈታት ርእዩ።…

ኣፍረይቲ እታዎታት ሕርሻ ሩሲያ ፍሪያት ኣፍሪካ ክብ ንምባል ደገፍ ከምዝገብሩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ እታዎታት ሕርሻ ሩሲያ ፍሪያት ሃገራት ኣፍሪካ ክብ ንምባል ደገፍ ከምዝገብሩ ገሊፆም። ኣብ መበል ካልኣይ ጉባኤ ኢኮኖሚን ሰብኣዊ ጉዳያትን ‘’ምትሕብባር ሩሲያ ኣፍሪካ ንፍሪያት ሕርሻ’’ በዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣገልግሎት ልምዓት ሓይሊ ሰብ ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ሃገራዊ ክልቲኣዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዝፀንሐን ታሪኻዊን ርክብ ብምጥንኻር ርክብ ንግደን ናብ ክብ ዝበለ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ተመስገን ዲሳሳ(ዶ/ር) ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ ክልል ዝኾኑ 11 ሰባት…

ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮማሕበራዊ ሳይነስ ናብ ዘዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ። እቶም ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዝወሃቦም ፈተናን ትካላዊ ምድላውን ዝጠመተ…

ቻይና ዋንግ ዪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ንክኾኑ ሸይማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ዘገልገሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ነበር ኲን ጋንግ ካብ መዝነቶም ከምዝተኣልዩ ተገሊፁ። ጋንግ ብዘይተገልፀ ምኽንያት ንነዊሕ እዋን ካብ ዓይኒ ህዝቢ ተሰዊሮም ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ነቲ መዝነት…

ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር  ኤድሞንዶ ቺሬሊ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክተጠናኽር ኢያ – ለሊሴ ነሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥብንኻር ድልየት ከምዘለዋ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ(ኢ/ር) ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ዘቲየን።…

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት…