Fana: At a Speed of Life!

ማልት ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ዘኽእል ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ተስፋሕፍሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ ብዝረኸበቶ ሓገዝ ገንዘብ ኣቢላ ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ዘኽእል ሓመድ ኣልቦ ቴክኖሎጂ ሕርሻ ተስፋሕፍሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ። እቲ ቴክኖሎጂ ቀልጢፎም ዝበፅሑ ዝተፈላለዩ ኣሕምልትን ፍረምረን…

ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ብምዃና ቻይና መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ብምዃና ቻይና መልእኽቲ ታሕጓስ ኣመሓላሊፋ። ጉባኤ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ብምቕባል ምፅዳቑ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ንሃገርና ታሪኻዊ እዋን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዘላቒ ሰላም ንክረጋገፅ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ። እቲ ሰራዊት ብፍላይ ብሰንኪ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ሰላም ስኢኑ ዝነበረ ክልል ሂራን ከባቢ ሂርሻቤሌ ካብ መጥቃዕቲ እቲ ግብረ ራዕዲ ነፃ…

ጉባኤ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ብምቕባል ምፅዳቑ ንሃገርና ታሪኻዊ እዋን ኢዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ብሪክስ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ብምቕባል ምፅዳቑ ንሃገርና ታሪኻዊ እዋን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ኢትዮጵያ ኣባል…

ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ናብ ጉጅለ ብሪክስን ተሓዊሳ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሓዊሱ፥ ኣርጀንቲና፣ ግብፅ፣ ኢራን፣ ስዑዲ ዓረብን ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብን ብኣባልነት ተቐቢሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

መራሒ ጉጅለ ቫግነር ፕሪጎዢንን ኣባላት እቲ ጉጅለን  ብሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ምስኣኖም ይግለፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርዝር ሓላፊ ቫግነር የቭገኒ ፕሪጎዢን ዝርከቦም ተጉዓዝቲ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ሩስያ ተሓምሺሻ ኣብታ ነፋሪት ዝነበሩ ዓሰርተ ሰባት ምማቶም ተገሊፁ። የቭገኒ ፕሪጎዢን’ውን ኣብታ ነፋሪት ከም ዝነበረ ይእመን። ማዕኸናት ዜና ሩስያ ዝዀነ ታስ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ተወካሊት ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ድላሚኒ ሮዝ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቶም…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ምድብን ኣካይዱ። እቲ ምምሕዳር ኣብ 2015 ዓ.ም ብመሰረት ዝገበሮ ገምጋም ዝተረኸቡ ውፅኢታት ድኽመታትን ምፍላዩ ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ሪፎርም ትካላት ኣጠናኺርካ ንምቕፃልን ግዕዙይ ኣሰራርሓ…

መፃረዪ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፃረዪ ውድድር ጉያ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ደቂ ተባዕቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ክካየድ ኢዩ። ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር፥  ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ሓጐስ ገ/ሕይወትን በሪሁ ኣረጋዊን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ዝካየድ ኣኼባ BRICS-Africa Outreach ን BRICS Plus ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዉን ዛዕባታት ጠመተ…