ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ርክብ ወፃኢ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፖሊት ቢሮን ዳይሬክተር ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዋንግ ዪ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ምቕባሎም ኣፍሊጦም።…