ቢዝነስ ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ተታሒዙ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ክሳብ 2018 ኣብ ዝትግበር ካልኣይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ እዋን ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ…
ጥዕና ረብሓታት ምስታይ ማይ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን ፈሳሲ ክሰቲ ከምዘለዎ ብዙሓት መፅናዕቲታት ጥዕና የረጋግፁ። ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር ብብመለክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓለውቲ ዶብ ሱዒዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈፂሙ ዝተብሃለ መቕተልቲ ብቕርበት ይከታተሎ ከምዘሎ ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝወፅአ ፀብፃብ ሂዩማን ራይትስ ዋች መፅራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታት ብምቕማጥ ተዛዚሙ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንክልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ኣንፈታተ ብምሃብ ዛዚመምዎ። እቲ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ዝካየድ ዝነበረ መድረኽ ገምጋም፥ ትልሚ ማእኸላይ ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ Desta Aug 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳን ማሪያን “ኣሸንዳ ንሰላም፣ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣዋልድ ብናፅነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢዩ – ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ማርያን ዓይኒ ዋሪን ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣበ ዝሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ ክምለስ ኢዩ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ብሩክ ኤባ፥ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ተርባይን ብዘጋጠሞ ፀገም ካብ ወርሒ ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓደ ዓመትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ገምጋም ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓን ስርቂን ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ 10 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝተልዓሉ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ኣሎ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ማእኸላት ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋዒ ኣየር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ፣ ትራኮማን ዓለም ለኸ ከባቢታት ቆላንን ትካል ምክልኻልን…