ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊት ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ዘቲዮም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ዋና ፀሓፊት ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ኣገባብ ምልዛቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ብቴሌፎን ዘቲዮም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዶሚር ዜሌንስኪ ብቴሌፎን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ዓለም ለካዊን ሓበራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ምክንኻን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ትፅቢት ዝግበር ኢዩ-መንግስቲ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተተኸሉ ፈልሲታት ምክንኻን ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ትፅቢት ዝግበር ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ “ምትላም፣ ምትግባር፣ ምዕዋትን ምክትታልን” ብዝብል ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓማውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሃመድን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰን እቲ ፕሮጀክት መሪቖም ከፊቶም። ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቁፅፅር ይውዕል ምህላዉ ተገሊፁ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቁፅፅር ይውዕል ምህላዉ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኡገቱ ኣዲንግ፥ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ህይወት ሰብ ከምዝሓለፈን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ተዋሂባ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ እንጅባራ ንኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ፕሬዚደንት እቲ ዩንቨርስቲ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ኣርቲስት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ስምምዕ ቀረብ ስርናይ ምውፅኣ ስዒቡ ዋጋ ስርናይ ወሲኹ። እታ ሃገር ብፀሊም ባሕሪ ኣቢሉ ፍሪያታት ጥረምረ ዩክሬን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንክቐርብ ዝተገበረ ስምምዕነት “ኣፈፃፅምኡ ጉድለት ኣለዎ” ብዝብል ነቲ ስምምዕነት ምቁራፃ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንቢኒያም በለጠ ናይ ክብር ዶክትሬት ሂቡ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንቢኒያም በለጠ ናይ ክብር ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ ብስሩዕ፣ ምሸታዊን ርሕቐት ትምህርቲን መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ 65 ፕሮጀክትታት ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ነቶም ፕሮጀክትታት መሪቖም ከፊቶም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት፥ “የድል ፍሬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ Desta Jul 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩንቨርስታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠነኦም ተምሃሮ የመርቓ ኣለዋ። ብመሰረት እዚ ዩንቨርስቲ ጅማ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 2 ሺሕን 124 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ዩኒቨርሲቲ ዲላ እውን ልዕሊ 1 ሺሕን 829 ተምሃሮኡ…