ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ንምርግጋፅ ሰላም ኣብ ቀፃሊ ክውሰድ ዝግበኦ ስጉምቲታት ብዝምልከት ኣንፈታት ኣቐሚጡ።
እዚ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ነዝሓለፉ 13 መዓልታት ዝፈፀሞም ተግባራት…