Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ንካልኦት ከተማታት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኾኑ ኢዮም-ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንካልኦት ከተማታት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኾኑ ኢዮም ኢሎም ተሳተፍቲ ኮንፈረነስ ሓለዋ ህፃናት ኣፍሪካ። ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተኻተትሉ ተሳተፍቲ እቲ ኮንፈረነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጡ…

ዩንቨርስቲ ጅማን ኣርሲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ጅማን ኣርሲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩንቨርስቲ ኣርሲ 1 ሺሕን 201 ተምሃሮ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)፣ ኣካቢ ቦርድ…

ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራትን ጂንካን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ  ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም። ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ንመበል 11 ግዘ ብቅድመን ድህረን ምረቓ ዘምሃርዎም 1 ሺሕን 357 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ብ33 ዓይነታት…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ሚዛን ቴፒን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 70 ዙር ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ዲግሪ ዘሰልጠኖም 3 ሺሕን 295 ተምሃሮ ኢዩ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ኣካቢ ቦርድ…

ዩኒቨርሲቲ ወራቤ  1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወራቤ  ብመርሃ ግብሪ ድህረ ምረቓ ስሩዕ፣ ሰሙናዊን ምሸትን ዘምሃሮም 1 ሺሕን 561 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ቶፊቅ ጀማል (ዶ/ር)፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሮ የምህር ኣሎ ኢሎም።…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሰላምን ፀፅታን ዘለወን ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ጄነራል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብሕልፈት ህይወት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ መሪሕ ተራ ዝነበሮም ኣልቤርቶ ቫርኔሮ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሓዘን፥ ካብ…

ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ-ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኢዩ ኢሉ ሕቡራት መንግስታት። ሕዱራት መንግስታት ንስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝኸውን 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ስምምዕነት ደገፍ ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ተተካኢ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን ኣዛዚ ኣፍሪኮምን ምስ ዝኾኑ ጄነራል ማይክል ላንግሌይ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚከዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ ጄኔራል ማሪን ኮርፕስ ኣሜሪካን…

ቀጣናዊ ዝምድና ንግዲ ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤ ምሲ)ግደ ንግዲን ዓውዲ ውልቀን ንምጥንኻር ዝዓለመ "ኢኮትሬድ" ፕሮጀክት ሎሚ  ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት “ብውልቀ ዓውዲ ዝምራሕ ሰንሰለት እሴት ክብ ብምባል ዝምድና ንግዲን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክትግበር። ሚኒስትር…