Fana: At a Speed of Life!

ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን-ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን ክብል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ዝኾነ ይኩን ኣካራዪ ክራይ ገዛ ክሳብ 30…

ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ “መዓልቲ መልኣኺ ሸርፊ ወፃኢ ስድራ ቤት” ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂኣይዜድ)ን መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘዳለዉዎ ዓለም ለኸ "መዓልቲ መልኣኺ ሸርፊ ወፃኢ ስድራ ቤት" ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ይኽበር ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2015 ዓ.ም፥ ብፌስቡክ፣ ቲዊተር፣ ዩቲዪብ፣ ኢንስታግራምን ቲክቶክን ዝተወዝዑ ዘረባ…

መበል 14 ሃገር ለኸ መድረኽ ኣገልግሎት ማይ ኣብ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሃገር ለኸ መድረኽ ኣገልግሎት ማይ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። “ኣሰራርሓታት ኣገለግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማታት ኢትዮጵያ ምዝማን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ መድረኽ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ዓቕሚ ዓውዲ ኣቬሽን ምጥቃም” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ኣፍሪካ ዘለዉ ዕድላትን ብድሆታትን ጠሚቱ ከምዝላዘብ ግዜኢ…

ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ-ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ ክብል ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዋና ቤት ዕይኡ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ። እቲ ዕለት፥ ክፍሊ ጥዕና፣…

ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ-ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ ክብሉ አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ምቕልጣፍን ምፍጣርን፣ ሓበራዊ ሓቅታት ናይ ምፅናዕ ቀፃሊ ምዕራፍ ቃልሲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣመራርሓን ሰብ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ውሱናት ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ሶዶ፣ ቦዲቲን ወረዳ ዳሞት ጋሌን እቲ ውፅኢት ዕላዊ ከምዝተገበረ ካብቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መረፅቲ በቢዝመፅኡሉ…

ብሪታንያ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን65 ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ብልሓት ንግዲ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን65 ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ብልሓት ንግዲ ዕላዊ ገይራ። መብሰሪ መርሃ ግብሪ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ንግዲ ብሪታንያ ኒገል…

ኤምባሲ ቻይና ንተምሃሮ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ላጪ ዝውዕል ደገፍ 410 ካርቶን ፀባ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ኣብ ትግራይ ዕላዊ9 ዑደት ኣካይዱ። እቲ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ ቻይና ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ፥ ምስ ርእሰ ምምሕዳር…