ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሓሙሽተ ሃገራት ተሳቲፎም Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሓሙሽተ ሃገራት ተሳቲፎም። ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ሓዊሱ መራሕቲ ጣሊያን፣ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኬንያን ምርካቦም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ። እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሳብያን ዝተመረቐ ማእኸል ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወለድቲ ድሬዳዋ ደገፍን ምትሕብባር ማሕበር ኣክሲዮን ሲሜንት ናሽናልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ምስ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢሩ Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢታት ቆላን ምስ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ፕሮጀክት ውሕመ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ክታም ኣንቢሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ተወካሊ እቲ ቤት ፅሕፈትን ከቲመምዎ። ኣብ መንጎ ክልተ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ንተፈተንቲ 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዑደት ገይሮም Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ንተፈተንቲ 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዑደት ገይሮም። ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ሚኒስትር ዴኤታው ሳሙኤል ክፍሌ(ዶ/ር)ን ÷ ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ንተፈተንቲ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣተባቢዖም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ንተኸታተልቲ ሰለስለ መዓልታት ዝካየድ ምዝኾነ ተገሊፁ። በጀት 2016 ዓ.ም ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ዘቲዮም Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ጆን ጋራሜንዲ ዘቲዮም። እቶም ኣባል ኮንግረንስ ምስ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንዝህልዎም ቀፃልነት ዘለዎ…
ቢዝነስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ጄዲ ቻይና ዘትየን Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ጄዲ ቴክኖሎጂ ቻይና ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዉ ኣማረፅትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ዘድህበ ከምዝነበረ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ኩባንያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ ኤም ኤፍ)ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢልካ ስርናይ ንምዉፃእ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ምቁራፁ ስዒቡ ሕፅረት ዉሕስና መግቢ ዓለምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም-ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም ክብላ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝትፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ለዕሊ 1 ሺሕን 400 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ተኸታቲሎም ውድድሮም ብምዝዛም ተዓዊቶም።…