ስፓርት ብራዚላውያን ተፃወትቲ ዓሌትነት ንምቅዋም ፀሊም ማልያ ተኸዲኖም ናብ ሜዳ ኣትዮም Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኣንፃር ጊኒ ኣብ ዘካየድዎ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኩሎም ፀሊም ክዳን ብምልባስ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ንዝረአ ‘ዓሌትነት’ ዘለዎም ተቓውሞ ገሊፆም። ተፃወትቲ እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ እብረ ፀዋታ፥ ፀሊም ጥራይ ተኸዲኖም ዝኣተዉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ 30 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ 30 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ። ንፀብፃብ ትካል ምደባ ዝተዋደደ ውሕስነት ምግቢ (አይ ፒ ሲ) ብምውካስ ዳውን ቱ ኣርዝ ዝተብሃለ ጋዜጣ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ 7 ኣባል ሃገራት ኢጋድ 55 ሚሊየን ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ኒጌል ሀድልስቶን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ። እቲ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ቀፃሊ ሰብ ሃፍቲ አንግሊዝ ኣብ ርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ክዝትዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ካልኣይ ዙር ረቂቕ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ረቂቕ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ሓዊሱ ተወከልቲ መዳርግቲን ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ደጋፊ ልምዓትን ተረኺቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሕርሻ ንዕብየት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ዕዙዝ ግደ ኣብ ግምት ዘእተወ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ይግባእ- ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንዕብየት ኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ዕዙዝ ግደ ኣብ ግምት ዘእተወ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሕርሻ ዶ/ር ግርማ ኣመንቴ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ኢንስቲትዩት ትራስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ባንኪን ብሓባር ዘዳለውዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ-ቺን ጋንግ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ ከብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ኣፍሊጦም። ኣብ ጉዳይ ግዝኣት ታይዋን ዝለዓሉ ሕቶታት ውሽጣዊ ጉዳይ ቻይና ከምዝኾኑ እውን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ከተማ ሰዶ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዑደት ገይረን። ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ካብ 12 ሰዓት ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዘለዋ 12 ጊዚያዊ ማእኸላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዘቲዮም Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ዘትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣቕሊልካ ዝረአ ጉዳይ ኣይኮነን- ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣቕሊልካ ዝረአ ጉዳይ ኣይኮነን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ሓበራዊ መድረኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ…