ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ500 ሚሊየን ብር መስፋሕፍሒ ዝተገበረሉ ፕሮጀክት ሪፈራል ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተመሪቑ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሃመድን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰን እቲ ፕሮጀክት መሪቖም ከፊቶም።
ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድ፥ እቲ…