ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ኣዲስ ኣበባ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነበር ቦርድን ምምሕዳርን እቲ ቤት ትምህርቲ መስ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምዝማድ ናብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብመሰረት ዝበፅሐ ሓበሬታ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ሎሚ ንፅባሕ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ምዕራፍ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉ8ዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኪንግ ካሊድ እንትበፅሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብያ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ምፍሻሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ኣልሸባብ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ስግኣት ናይ ምፍጣር ፈተናታት እንተገበረ እውን ብጀግኑ ኢትዮጵያ ሸርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ መጥቃዕቲ ፈሺሉ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣጥፊኡ ዝጠፍእ ብምውፋር ኣብቲ ከባቢ ጉድኣት ንምብፃሕ ዝገበሮ ፈተነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዕዉት መገዲ ከምዘፍሸሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ። ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ። ኣብቲ ተግባር፥ ውፅኢት ምዘና ትምህርቲ ምስ ዝሸጡ ትካላት ቴክኒክን ሙያን ስልጠና ክሳብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለዉ ሰራሕተኛታት ተሳተፍቲ ምዃኖም…
ቢዝነስ ኣይተ ሳዶካን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውሕመ ዘቲዮም Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳዶካን ደበበ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣድናን ኣሕመድ ዘቲዮም። ኣይተ ሳዶካን ደበበ፥ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቀዋሚ ኮሚቴታት ማዕቐፋዊ…
ጥዕና እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ? Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። እቲ ትካል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲን ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳተፉ ኢዮም። መበል 13 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…