ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ተሳተፍቲ ኣኼባ ኢጋድን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ጎንፂ ሱዳን ንምፍታሕ ዝተጣየሸ መራሕቲ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሓቖፈ ጉባኤ መራሕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ 20 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይራ። ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዐልቲ ናብ መቐለ ምምርሑ ይዝከር። ቀዳማዊ ፓትርያርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመርሐ ልኡኽ ሰላም ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ መቐለ ኣምሪሑ። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምስላጥ ጀሚሩ Desta Jul 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ መበል ሓምሻይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ ምስላጥ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ እዚ ዓመትን ቀፃሊ ትልሚ 2016 ዓ.3ም ብምቕራብ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪን፥ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምቅናስ ሃፍቲ ማይ፣ ፈሪያት ግብርና ፅዕንቶ ብብምፍጣር ፈተና ከምዝኾነ ተግብርና ፅዕንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ-ኣይተ ደመቀ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ትግበራ ለውጢ ክሌማ ጀርመን…
ቢዝነስ ኣይተ መስፍን ጣሰው ክንፊ ኤርባስ A350 ኣውሮፕላን ኣብ ዝፈርየሉ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ክንፊ ኤርባስ A350 ኣውሮፕላን ዝፈርየሉ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ዑደት፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ እንግሊዝ በረራ ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመቱ ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅጅጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 900 ሺቓት ዓኒዮም Desta Jul 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅጅጋ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ 932 ሺቓት ዓኒዮም። እቲ ሓደጋ ባርዕ ታይዋን ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ማእኸል ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ተባሂሉ። መበገሲኡ ከምዘይተፈለጠ ድማ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ካብ ከተማ…