Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ማእኸል እፅዋት ኣብ…

ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ኣዳማ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ109 ሚሊየን ብር  ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሃነፀ ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ሆስፒታል ዘበናዊ ናውቲታት ሕክምና ዝተማልእሉ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ብሰብ ሓይሊ እውን ብዙሓት ስፔሻሊስት ሓካይም ዝወነነ ከምዝኾነ…

ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓሰርተ ሰለስተ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊ በረከት…

ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን  ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበር ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን  ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበርን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክሳለጡን ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘሎ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ዘተ፥ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብህፁፅ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ሞቱማ ቶሌራ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ብኣፈልፋልነት ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓማውቲ ዝጀመርቶ መርሃ…

ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ሰለሞን ሶካ ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሞሮኮ ማረከሽ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ባቡር ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ምብራቓዊ ግዝኣት ኦዲሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ብዙሓት ባቡር ክሳብ ሕጂ ብውሕዱ ልዕሊ 260 ሰባት ከም ዝሞቱን 650 ከም ዝቘሰሉን ሰበስልጣን ገሊፆም። እቲ ቑፅሪ ካብዚ ንላዕሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ይግለፅ ኣሎ። ብሰንኪ እዚ ሓደጋ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ኣብ ምትእምማንን ሕውነትን ዝተደረኸ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ቻይና ምስ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሲ ጂ…

ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርም ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤምባሲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ዝትግበር፣ ተፈጥሮ መሰረት ኣብ ዝገበረ…