ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዕብየት ክተመዝግብ ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…