Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።…

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ-ካረቢያንን መበል ካልኣይ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ  ኣብ…

ኢትዮ ቴሌኮም ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኢትዮ ቴሌኮም ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ስራሕቲ ወለንታ ኣካይዶም። እቲ ትካል፥ ማሕበራዊ ግብኡ ንምውፃእ ኢሉ ‘ውን ምስ ዓማዊል ብምዃን ሓዱሽ ዓመት ንምቕባል ዓሊሙ ነቲ መርሃ ግብሪ ከምዘካየዶ ተገሊፁ። ብመሰረት…

ኣህጉራዊ ዝምድና ንግዲ ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምምዕባል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሳልማ ሃዳዲ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ሕድ ሕዳዊ ዝምድና ንግዲ ብምጥንኻር ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ምምዕባል ይግባእ ኢለን። መበል ራብዓይ ምርኢት ንግዲ ኣፍሪካ “ኣፍሪካ መእተዊት በሪ ሓደሽቲ ዕድላት” ብዝብል…

ትካላት ፀፅታ ሰላም ምፅናዕ ቀንዲ ልኡኽቶኦም ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀንዲ ልኡኽቶ ትካላት ፀፅታ ፌዴሪኢ ኣብ መላእ ሃገር ሰላም ምፅናዕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ጠመተ ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ትካላት ፀፅታ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ…

2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይዛዘም ኣብ ዘሎ 2017 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ዓወታት ዘመዝገበትሉ ዓመት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ናይ 2017 ዓ.ም ባጀት ዓመት ዓበይቲ ናይ መንግስቲ ተግባራት ከምኡውን…

ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሩሲያ ኣብ ዘሰናደኦ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ፅባቐ ሃገርን ባህሊን ንዓለም ዘፋለጠ ዘኹርዕ ተግባር ፈፂሙ። ኣብቲ ፌስቲቫል ዝተሳተፈ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ ንጎሆ ናብ…

 “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ  መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “የትውልድ አሻራ” ብዝብል ዝተሰየመ መልእኽቲ ብስራት ግድብ ህዳሰ መተሓላለፊ ፕሮጀክት ፍልፍል ኣታዊ ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኣረጋዊ በርሀ(ዶ/ር)፥ እቲ ግድብ መርኣያ ሓድነትናን ፅንዓትናን ዝኾነ ናይዚ…

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት  ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሱዳን ግዝኣት ዳርፉር ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት  ሓደ ሺሕ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ ኣብታ ሃገር ካብ ዘሎ ጎንፂ ብምህዳም ብዙሓት ተመዛበልቲ ኣብ ዘዕቑብሉ መንደር ታራሲን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ…

ፅርየት ትምህርቲ ንምሕላው ብዝተገበሩ ተግባራት ዝተባባዕ ውፅኢት ተረኺቡ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፅርየት ትምህርቲ ንምሕላው ብዝተገበሩ ተግባራት ዝተባባዕ ውፅኢት ተረኺቡ ኢለን። ቢሮ ትምህርቲ እቲ ምምሕዳር መበል 32 ከተማዊ ጉባኤ ትምህርቲ፥ ብፍልጠትን ክእለትን ትውልዲ ብምፍራይ ንኢትዮጵያ መርኣያ…