ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ህይወቶም ብዝሰኣኑ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሕልና ፀሎት ብምግባር ኢዩ ዘትኡ ጀሚሩ። ኣብ ፃንሒቱ፥ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞስኮ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈፀመ ተገሊፁ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ሩሲያ ዝኾነት ሞስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ልዕሊ ህንፃታት እታ ከተማ መጠናዊ ዕንወት ከም ዝበፅሐ ሰብ መዚ እታ ከተማ ኣፍሊጦም። ከንቲባ ከተማ ሞስኮ ሰርጀ ሶብያኒን ኣሰካፊ ዝብሃል ዕንወት ከም ዘየጋጠመ ብምግላ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስምምዕ ምቁራፅ ተዂሲ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ንሓሙሽተ መዓልቲ ተናዊሑ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃባእቲ ወገናት ሱዳን ኣብ ጅዳ ብመንጐኝነት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ስምምዕ ምቍራፅ ተዅሲ ንሓመሽተ መዓልታት ክቕፅል ከምዝተሰማምዑ ሸምገልቲ ሃገራት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘውፀአኦ ሓባራዊ መግለፂ ኣፍሊጠን። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ሉክሰምበርግን ስዊዘርላንድን ብኣታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰንኪ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ከምዘሎ ተሓቢሩ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማ ወይድማ ናይ ስሚዒት ምቅዋስ ብሰንኪ ከምሀገር ዘጋጥሙ ዘለዉ ማሕበራዊ ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ኮይኑ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡ ትራማ ወይድማ ምቅዋስ ስሚዒት ሰባት ኣብ ሓደ ነገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ተኸፊቱ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ክብሪ ቆንስልኡ ኣብ ጣሊያን ጄኖኣ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲታት፣ ኣመራርሓ ምመሕዳር ከተማ ጄኖኣ፣ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኸቦም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ነገሌ ብመንግስቲ ጃፓን ብ13 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማእኸል መሰልጠኒ ሓረስቶት ተመሪቑ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዮም Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ብምውዳድ ይስርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ ለውጢ ክሌማ፣ ምግቢን ድሕንነት…
ጥዕና ንኣመጋግባ ኣትክልቲ ቀዳምነት ምሃብ ኣብ ደም ዝርከብ መጠን ኮሌስትሮልን ስብሕን ክንኪ ይገብር-ተመራመርቲ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣመጋግባና ኣትክልቲ ቀዳምነት ምሃብ ንጥዕና ልቢ ፅቡቕ ምዃኑ ንኣርብዓ ዓመታት ኣብ ዝተኣከበ መረዳእታ ዝተገብረ ገምጋም ኣመልኪቱ። ተመራመርቲ ደንማርክ ከም ዘመልክትዎ፥ ኣብ ኣትክልትን ኣሕምልትን ጥራይ ዝተመስረተ ስርዓት ኣመጋግባ ነቲ ንወቕዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) Desta May 29, 2023 0 ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈላልዩና ዛዕባታት ብምልዛብ ንዘለዉና ፀገማት ብሓባር መፍትሒ ክንናዲ ይግባእ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን…