Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ንኩባኒያታት ወርቂ ፍሉይ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ምስ ኩባኒያት ኣፍረይቲ ወርቂ ዘቲዮም። እቶም ኩባኒያታት ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝሓሸ ፍሪያት ንከፍሪዩ ኣድላዪ ደገፍን ክትትልን ከምዝግበር…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከምዘጠናኽር ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ምስ ሓላፊ መትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ስቴፋን ሎክ (ዶ/ር) ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዘተ፥…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2 ሺሕን 389 ኢንተርፕራይዛት ንዝተወደቡ 12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ምምሕዳርን ምርካቦም…

ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘለው ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ንምፍታሕ መላእ ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ዝኸኣልዎ ሓገዝ ክገብሩ ይግባእ- ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ዓመት በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ ዓረፋ እንትነኽብር ብዘይኣፈላላይ ዝተፀገሙ ብምትሕግጋዝ ክኸውን ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ዝሃቡ ፕሬዚደንት…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣሜሪካ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝተረከቡ ውፅኢታት ኣብሪሀን። ብተወሳኺ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ምዕራፍ መመሓየሺ…

ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ተፈፂሙ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓረስቶት ዘልዕልዎ ሕቶ ቀረብ ዘመናዊ ዱኽዒ ምላሽ ንምሃብ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዕድጊት ዘመናዊ ዱኽዒ ከምዝተፈፀመ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ካብዚ እቲ ልዕሊ 669 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ናብ ውሽጢ ዓዲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ዘንበሮም ኣንፈታት ኣብ ምትግባር ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም። ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ(ኦኢሲ) ፈላማይ ፍሉይ ጉባኤኡ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ኣብቲ ክልል በቢብርኩ ዝርከቡ ሓለፍቲን ሰብ ሞያን ዓውዲ ትራንስፖርት ብሙሉእ ዓቕሚ ናብ ስራሕ ንክኣትዉ ዝዓለመ ስልጠና…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ንጎስጓስ ተግባራዊነት ፈላማይ ቁልዕነት ፍሉት ጠመተ ብምሃብ ኣብ 90 መዓልታት ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲ ዘድሃበ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ዘተ ኣካይደን። “ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር  ኣብ ዝተፈላላያ ትካላት ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ከምዝተረኸበ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ገሊፁ። ኣብ እዋኖም ዘይተወራረዱ ውዙፍ ተኣካቢ ሒሳብ ኣብ ዝተገበረ 131 ኣብያተ ዕዮ ብሓፈሻ ልዕሊ 15 ቢሊየንን 125…