Fana: At a Speed of Life!

ውሕመ ኣብ ሰሜን ምብራቕ ናይጄሪያ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ንምብፃሕ ዘኽእል 20 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ሰሜን ምብራቕ ናይጄሪያ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ሃነፅቲ ምግብታትን ደገፍ ንምግባር ዘኽእል 20 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ። 9 ሚሊየን ዶላር ካብ ማእከላዊ ምላሽ እዋን ሓደጋ ዘርከብ ፈንድ እንትኸውን፥ 11 ሚሊየን ዶላር…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጎስጓስ ሰሙን ፈላማይ ልምዓት ቁልዕነት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ጎስጓስ ሰሙን ፈላማይ ልምዓት ቁልዕነት ኣጀሚረን። እቲ ጎስጓስ “ህፃናት ተስፋ ፅባሕ ንኣዲስ ኣበባ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኩለመዳይ ለውጢ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ርኡይ ግደ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣጀሚርና ኢሎም።…

ህዝቢ ትግራይ ብዝተወደበ መገዲ ብምንቅስቓስ  ኣብ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ብዙሕ ክሰርሕ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 35 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ምኽንያት ብምግባር ብምትሕብባር ሱር ኮንስትራክሽንን ምምሕዳር ከተማ መቐለን ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ተመሪቖም። ኣብቲ ስነ-ሰርዓት ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥…

ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ዘለወን ርክብ ንግዲ ክብ ንምባል ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ዘለወን ርክብ ንግዲ ክብ ንምባል ዘቲየን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ነግዲ ብሪታኒያ ኒገል ሃድልስተን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያን…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ስምምዕነት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ነፈርቲ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ስምምዕነት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ነፈርቲ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብግዝያዊነት ዝወሃብ ዝነበረ ፍቓድ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀዋሚ ንምግባን ዓለም ለኻዊን በዝኾነ ስምምዕነት ንምትካእ ዘኽእል…

ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ንግድን ኢንቨስትመትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ንግድን ኢንቨስትመትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ዓለም ለኸ ሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ኒገል ሃድልስተን ክታሞም…

ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን-ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን ክብል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ዝኾነ ይኩን ኣካራዪ ክራይ ገዛ ክሳብ 30…

ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ “መዓልቲ መልኣኺ ሸርፊ ወፃኢ ስድራ ቤት” ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂኣይዜድ)ን መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘዳለዉዎ ዓለም ለኸ "መዓልቲ መልኣኺ ሸርፊ ወፃኢ ስድራ ቤት" ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ይኽበር ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2015 ዓ.ም፥ ብፌስቡክ፣ ቲዊተር፣ ዩቲዪብ፣ ኢንስታግራምን ቲክቶክን ዝተወዝዑ ዘረባ…